ንዘድልዩ ምምልካት
ንስኹም ንዓኹም ወላሓደ ብቑዕ ዝኾነ ኮርስ ኣብ ቀረባኹም ኣይረኸብኩምን ዲኹም?
እምበኣር ብኽብረትኩም እት ፎርም ምልእዎ ኢኹም። ንሕና ምሳኹም ርኽክብ ክንገብር ገርና ኣብቲ ናይቲ ኮርስ ምድላይ ክንሕግዘኩም ኢና።
ሕቶዶ ኣለኩም እዩ?
ደገፍ ምሃብ የድልየኩምድዩ?
ንተወሰኽቲ ሓቤረታታት ብኽብረትኩም ባዕልኹም ናብ:
Berit Schlachta
DeutschkursfinderLandesverband der Volkshochschulen Schleswig-Holsteins e.V.
Koordinierungsstelle Deutschkurs-Kompass
ኢ-መይል: bs(at)vhs-sh.de
ተለፎን.: 0431 97984-105
ተንቀሳቓሲ: 0173 8406435