ንጸማማት/ጸማም መስምዒ ዝኸውን ናይ ጀርመን ኮርስ የድሊ
እምበኣር ብኽብረትኩም እት ፎርም ምልእዎ ኢኹም። ንሕና ምሳኹም ርኽክብ ክንገብር ገርና ኣብቲ ናይቲ ኮርስ ምድላይ ክንሕግዘኩም ኢና።
ሕቶዶ ኣለኩም እዩ?
ደገፍ ምሃብ የድልየኩምድዩ?
ንተወሰኽቲ ሓቤረታታት ብኽብረትኩም ባዕልኹም ናብ:
Berit Schlachta
vhs SH Projekt-gGmbH
Koordinierungsstelle Deutschkurs-Kompass
ኢ-መይል: bs(at)vhs-sh.de
ተንቀሳቓሲ: 0173 8406435



