Deutschkursfinder

ናይ ዳታታት ዕቀባ መብርሂ

ንሕና ሕጉሳት ኢና ብዛዕባ ናትኩም ተገዳስነት ኣብ ናትና ወብሳይት ኣብ ትሕቲ URL www.deutschkurs-sh.de (ስዒቡውን „ወብሳይት“ ዝተሰመየ) ዝብል ብምእታውኩም። ኣብ ዝስዕብ ዘሎ ገርና ንሕና ንዓኹም ክንሕብረኩም ኢና  ብሰፊሑ ብዛዕባ ናይቲ ኣከያይዳ ምስቲ ናትኩም ዳታታት፣ ክሳብቲ ንስኹም ናትና ኣገግሎት ክትጥቀሙሉ ዝገበርክምሉ ግዜ።

ሓላፍነት ምውሳድ

ሓላፍነት ዝወስድ ምስ ናይ ዳታታት ዕቀባ ሕጋውነት ዝወሃሃድ እቲ ክፍለ ሃገራው ማሕበር ናይ Volkshochschulen Schleswig-Holsteins e.V., Holstenbrücke 7, 24103 Kiel, ተለፎን. 0431/97984-0, lv@vhs-sh.de, ብሕጋውነት በቲ ናይ ስራሕ መራሒ ምምሕዳር (ስዒቡ „ንሕና“ ዝብል ዝተሰመየ) ዝተወከለ እዩ።

ናይ ስራሕ ዝምልከት ናይ ዳታታት ዕቀባ ስልጣን ዝተወሃቦ

Dr. Björn Otte, ክፍለ ሃገራው ማሕበር ናይ Volkshochschulen Schleswig-Holsteins e.V., Holstenbrücke 7, 24103 Kiel, ተለፎን. 0431/97984-0, bo@vhs-sh.de.

ዝተሰነዱ ዳታታት

ብመሰረት ናይቲ ወፈያታት ናይቲ ወብሳይት ጀርመን ቋንቋ ኮርስ deutschkurs-sh.de ንሕና ነዞም ዝስዕቡ ዳታታት ኢና ነልዕል:

  1. ዕላማ: ምምሕያሽ ምግባር ነቲ ናይ ምርኻባት መሳርሒ።
    ምእንቲ ናትና ኣገልግሎትን፣ ከምኡውን ብፍላይ እኳድኣ እቲ ምርኻባት ብናይ ናትና ወብሳይት ገርካ ብቀጻሊ ንክነማሓይሾን፣ ንሕና ሓደ ናይ ኣጠቓቕማ ትንተና ምስ ናይ ወብሳይት ስታቲስቲክ ገርና ኢና ንሰርሕ። ንሕና ብዛዕብኡ እቲ Tool Matomo ኢና ንጥቀም። ንግለሰብ ዝምልከቱ ዳታታት ናይ መን ምዃኖም ዘይፍለጥ ዝግበሩ ገርካ (ካብቲ IP-ኣድራሻ ናይቲ በጻሕቲ እቶም ናይ መጨረሻ ሹዱሽተ ቁጽርታት ከም ዘይፍለጡ እዮም ዝግበሩ – ብዘይ ገለ ተኽእሎ ናይ ሓደ ንድሕሪት ምምላስ ምኽኣል) Cookies ክስነዱ ዝግበሩ እምበኣር ጥራይ፣ እንተድኣ እቶም ተጠቀምቲ ብዛዕባቲ ኣብ ናይ መጀመርያ ዝብጽሑሉ ግዜ ክረኣዩ ዝተገበሩ Cookie-ሓቤረታ ኣብ Cookies ንናይ ስታቲስቲካት ዝተሰማምዕሉ ምስ ዝኸውን እዩ። እዚኦም ዳታታት ንሳልሳይ ኣካል ንኽመሓላለፉ ኣይግበሩን እዮም። እዚኦም ዳታታትን እዞም Cookiesን እንተደንጐየ ብድሕሪ 13 ኣዋርሕ ከም ዝወደቁ እዮም ዝግበሩ።
    ብሕጋዊ ኣገባብ መሰረት: ዓንቀጽ 6 ምዕራፍ 1 ፊደል aን) ከምኡውን fን) DSGVO
  2. ዕላማ: ምምዝጋብ ንናይ ምክፋል ምግባር/ናይ ኣድልይነት ምዝገባ
    ዝኾነ ሰብ ባዕሉ ንናይ ምክፋል ምግባር ዘመዝገበን ወይድማ ኣድላይነት ዘመዝገበን፣ ነቶም ናቱ ዳታታት ብናይ ስም፣ ኣድራሻ፣ ዝተወለደሉ ዕለት፣ ኢ-መይል-ኣድራሻን ቁጽሪ ተለፎንን፣ ከምኡውን መልስታት ምሃብ ብዛዕባ ናይ መንበሪኡ ዓይነትን (ሓቤረታ ብዛዕባ ናይ ምክፋል መሰል ምህላውካ ምንጋር) ከምኡድማ ንናይ ዘሎካ ናይ ጀርመን ቋንቋ ኣፍልጦ (እቲ ኣብ ናይ ደረጀ ምግባር ኣብቲ ብዝበለጸ ዝበቅዕ ወፈያ ንምሕጋዝ) እዩ። ብተወሳኺ እዚ ዘገልግል ንሓደ ምክፋል ምግባር ንኸጠዓዕመልካን እዩ። ሓደ ንኻልእ ሳልሳይ ኣሕሊፍካ ምሃብ ዝግበር ብፍላይ ናብ ምምሃር ምሃብ ተሸከምቲ ኣብ Schleswig-Holstein ጥራይ እዩ፣ እቶም ሓደ ብቑዕ ዝኾነ ወፈያ ዘለዎም ዝኾኑ እዩ።

ንስታቲስቲካትን ከምኡውን ነቲ ናይ ሓፈሻዊ ናይ ወፈያ መደባት ድማ፣ እቶም ዳታታት ብናይ መን ምዃኖም ዘይፍለጥ ገርካ ኣብ መስርሕ ዝውዕሉ።
እቲ ናይ ምቕራብ ምግባር ናይቶም ሰባት ዝምልከቱ ዳታታት ነቲ ናይ ምክፋል ምግባርን ናይ ኣድላይነት ምምልካትን ኣድላይ እዩ። እንተድኣ እዞም ዳታታት ዘይከውውን ወይድማ ጨሪሽካ ክዳለዉ ዘይግበሩ ኮይኖምን፣ ወይድማ እቲ ናይ ምስናዶም ዝሰሓብ ኮይኑ ድማ፣ እቲ ናይ ምጥቃም ምግባር ናይቲ ጀርመን ቋንቋ ኮርስ ደላዪ ዘይከኣል እዩ።
እዞም ዳታታት እዚኦም ብድሕሪቲ ናይ ሰለስተ ዓመቶም ምስሓለፈ ከም ዝድምሰሱ እዩ ዝግበር።
ብሕጋዊ ኣገባብ መሰረት: ዓንቀጽ 1 ምዕራፍ 1 ፊደል bን) ከምኡውን fን) DSGVO

መሰል ንናይ ሓቤረታ፣ ምንስሓብ ናይ ሓደ ዝተገበረ ምስምምማዕን ምድምሳስ ንናይ ግልኻ ዝምልከትን ወይድማ ገደብ ምግባር ነቲ ኣብ መስርሕ ምውዓልን።

ንስኹም መሰል ኣለኩም ሓቤረታ ክወሃበኩም ብዛዕባቲ ኣብ ናትና ሓላፍነት ዘለዎ ንግልኹም ዝምልከት ዳታታትን፣ ከምኡውን ኣብ ናይ ምዕራይን ይኹን፣ ወይድማ ምድምሳስን፣ ወይድማ ገደብ ምግባር ነቲ ኣብ መስርሕ ምውዓልን።

ክሳብቲ ኣብ መስርሕ ምውዓል ኣብ ናይ ዓንቀጽ 6 ምዕራፍ 1 ፊደል a) ዝትንክፍ፣ ንስኹም መሰል ኣለኩም፣ ናትኩም ዝተሰማመዕክምሉ ዝኾነ ኣብ ዝኾነ እዋን ክትስሕብዎ ክትገብሩ፣ ብዘይ ማለት እቲ ሕጋዊ ኣገባብ ናይቲ ብመሰረት ናይቲ ምስምማዕ ምግባር ክስብቲ ምስሓብ ዝግበር ዝተገበሩ መስርሕ ምውዓላት ዝተተንከፉ ዝኾኑ። ሓደ ምንስሓብ ምግባር ንስኩም መብርሂ ዘይብሉ ብናይ ኢ-መይል ናብ lv@vhs-sh.de ክትሰድዎ ትኽእሉ ኢኹም።

ናይ ጥርዓን መሰል

ንስኹም መሰል ኣለኩም፣ ባዕልኹም ኣብቲ ዝምልከቶ ናይ ተቛጻጻሪ መንግስታዊ ምምሕዳር ንኽትጠርዑ።

Landesbeauftragte für Datenschutz (LfD SH)
Unabhängiges Landeszentrum für Datenschutz Schleswig-Holstein (ULD)
Holstenstraße 98
24103 Kiel

ኢ-መይል: mail@datenschutzzentrum.de

ፋክስ: +49 431 988-1223

ተለፎን: +49 431 988-1200